Skip to main content
Skip to main content.

ንብሚት ምዕጻውን ምዕዳልን

ምስ ሞትካ ንብሚትካ ምስግጋርን ንእርጋንካ ብኞመይ መደብ ኹም እተውጜእን

ሓበሬታን ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታትን (Frequently Asked Questions, FAQs)

ኣብዚ ኜፋል እዚ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሓበሬታን መልስን ክትሚክብ ትኜእል ኢኻፊ 

ኵሉ ዕዳን ቀሚጜን ንምኜፋል እኹል ገንዘብ እንተ ድኣ ተሚኺቡ፡ ናይ ኣለቃሕቲ ጠለብ ዝቐርበሉ ግዜ ምስ ተወድአ ኚምኡ'ውን እቲ ንብሚት ክዕጟ ኣብ ዝኜእል ኵነታት ምስ ዝህሉ ናይ መወዳእታ ሕሳብን ንምዕዳል ዝቐሹበ ጥርዓንን ብናይ ብሕቲ ተወካሊ ክምዝገብ ይኚኣል ኢዩ።

እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ደብዳበታት ካብ ዚወጜእ ኣብ ውሜጢ ሓደ ዓመት (ወይ ፈደራላዊ ናይ ንብሚት ዝምለስ ግብሪ እንተ ኣድልዩ ኣብ ዉሜጢ 18 ኣዋርሕ) ናይ መወዳእታ ናይ ምዕዳል ጥርዓን ኞቅርብ ወይ ብዛዕባ ዅነታት እቲ ንብሚት ዚገልጜ እተሚጋገጞ ጞብጻብ ኬቕርብ ኣለዎ።

እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ናይ መወዳእታ ሕሳብ ክምዝግብ፡ ጞብጻብን ክህብን ንናይ መወዳእታ ናይ ምዕዳል ጥርዓን ኚቕርብን፡ ንናይ-ፍርዲ ዕለት ዝቐርብ ጥርዓን ኚዳልው፡ ምልክታ ናይቲ ናይ-ፍርዲ ቆጞራ ንተገዳስነት ንዘለዎም ሰባት ክህብን ኚምኡ'ውን ነቲ ናይ መወዳእታ ምዕዳል ዘጜደቐ ናይ ቀት ፍርዲ ትእዛዝ ክወሃቩ ኣለዎ። እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ንኣገልግሎቱ ካሕሳ ክቕበል እንተድኣ ደልዩ፡ እቲ ናይ ክፍሊት ጥርዓን ምስቲ ናይ መወዳእታ ናይ ምዕዳል ጥርዓን ክጠቓለል ኣለዎ።

ኵሎም እቶም ንብሚት ኪዝርግሑ ዚግብኊም ሰባት ብጜሑፍ ዝቐሹበ ናይ ሕሳብ ሕድገት ክታሞም እንተ ኣንቢሮም ወይ ካብቲ ንብሚት ምቕሊቶም ኚምዝሚኞቡ ብጜሑፍ እንተ ኣቕሪቊም ናይ መወዳእታ ሕሳብ ኪምዝገብ ኣዚድልን እዩ።

እቲ ንብሚት ደብዳበታት ምስ ወጾ ኣብ ውሜጢ ሓደ ዓመት ኪዕጟ እንተ ዘይክኢሉ (ወይ ፈደራላዊ ናይ ንብሚት ዝምለስ ግብሪ እንተ ኣድልዩ ኣብ ውሜጢ 18 ኣዋርሕ) እቲ ብሕታዊ ተወካሊ ብዛዕባ ዅነታት እቲ ንብሚት እተሚጋገጞ ጞብጻብ ኬቕርብ ኣለዎ።

እቲ ናይ ዅነታት ጞብጻብ ኵነታት ናይቲ ንብሚት፡ ስለምንታይ ኪዕጟን ኪዕደልን ኹም ዘይክእል (ንኣብነት ቀጻሊ ኜሲ እንተ ኣልዩ፡ ወይ ናይ ንብሚት ቀሚጜ መርመራ እንተ ተገይሩ፡ ወይ ንህያብ ዝኾውን ጥሚ ገንዘብ ካብኡ ዝተሹፈ ንመኜፈሊ ዕዳ ኪሜዚጥ ዘለዎ ዘይንቀሳቐስ ንብሚት እንተ ኣልዩ) ኚምኡ'ውን ነቲ ንብሚት ንምዕጻው ዜድሊ ናይ ግዜ ገምጋም ኌርኢ ኣለዎ።

እቲ ናይ ኵነታት ጞብጻብ ምስ ዝዀነ ይኹን ካልእ ናይ መርመራ ጥርዓን ብዚመሳሰል መገዲ እዩ ንፍርዲ ዝቐርብ። ናይ-ፍርዲ ቆጞራ ምልክታ (Form DE-120, Judicial Council) እንተ ወሓደ 15 መዓልቲ ቕድሚ ናይ-ፍርዲ ቆጞራ ነቶም ኣብቲ ንብሚት ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ክለኣኜ ኣለዎ።

ናይ-ፍርዲ ቆጞራ ምልክታ ነዚ መግለጺ ካብ 10 ነጥቢ ኣብ ዘይውሕድ ድሙቕ ፊደላት ነዚ ዝስዕብ ቃላት ዘጠቓለለ ክኾውን ኣለዎ፡

ኣብ ናይ ካሊፎርንያ ኮድ መርመራ ክፍሊ 10950 ሕሳብ ኪወሃበካ ኜትጠርዕ መሰል ኣሎካ። ኣብቲ ፍርዲ፡ እቲ ቀት ፍርዲ ነቲ ንብሚት ንሓንሳብ ክኜፈት ይኜእል እቲ ምንታይ ንንብሚትን ንተገልገልትን ዚጠቅም እንተ ዀይኑ ወይ ኚኣ እቲ ቀት ፍርዲ ነቲ ተወካሊ ንናይ መወዳእታ ምዕዳል ንምርካብ ጥርዓን ኌቕርብ ኪእዝዝ ይኜእል እዩ።

እቲ ተወካሊ ናይ ኵነታት ጞብጻብ እንተ ዘዚቕሪቡ ኣብቲ ንብሚት ተገዳስነት ዘለዎ ዝዀነ ይኹን ሰብ ናብ ቀት ፍርዲ ናይ ኵነታት ጞብጻብ ንኜሚክብ ክጠርዕ ይኜእል ወይ እቲ ቀት ፍርዲ ባዕሉ ነቲ ጞብጻብ ክደልዮን ኚምኡ'ውን ነቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ንክምእዘዝ ናብ ቀት ፍርዲ ክጜውዖ ይኜእል ኢዩ።

እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ነቲ ትእዛዝ እንተ ዘይተማእዚዝዎ ደብዳበታቱ ኺስሚዝ ይኜእል እዩ፣ እቲ ንምሕደራ ዘድሊ ግዜ ካብ ሓደ ዓመት እንተ ሓሊፉ (ወይ ፈደራላዊ ናይ ንብሚት ዝምለስ ግብሪ እንተ ኣድልዩ ኣብ ዉሜጢ 18 ኣዋርሕ) እቲ ቀት ፍርዲ ነቲ ካሕሳ ኺንክዮ ይኜእል እዩ።

ሕጊ ካሊፎርንያ ሓደ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ዀነ ጠበቓ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ንተራ ኣገልግሎት (ሕጋዊ ኜፍሊት ተባሂሉ ዝጜዋዕ) ክኜፈሉ ይፈቅድ እዚ ድማ ብሚእታዊት ናይቲ እተገምገመ ዋጋ ንብሚት ኢዩ። እቲ ኜፍሊት ንምጜብጻብ ዚሕግዝ ፎርሙላ ኹምዚ ዝስዕብ እዩ፣ ካብ ኮድ መርመራ ክፍሊ 10810:

4% ናይቲ ናይ መጀመርታ ሚእቲ ሜሕ ዶላር ($100,000) ተደመሮ 3% ናይቲ ቐጺሉ ዘሎ ሚእቲ ሜሕ ዶላር ($100,000) ኚምኡ'ውን 2% ናይቲ ቐጺሉ ዘሎ ሾሞንተ ሚእቲ ሜሕ ዶላር ($800,000) ተደመሮ 1% ናይቲ ቐጺሉ ዘሎ ትሜዓተ ሚልዮን ዶላር ($9,000,000) ተደመሮ Âœ ናይ 1% ናይቲ ቐጺሉ ዘሎ ዓሰርተ ሓሙሜተ ሚልዮን ዶላር ($15,000,000)።

ብዅሉ እቲ ልዕሊ ዕስራን ሓሙሜተን ሚልዮን ዶላር ($25,000,000) እቲ መጠናዊ ብዝሒ ብቀት ፍርዲ ኺውሰን ኣለዎ። ሕሳብ እንተ ተመዝጊቡ እቲ ነቲ ሕጋዊ ኜፍሊት ንምጜብጻብ ዜገልግል መሰሚታዊ ኜፍሊት ኣብ እዋን ምሕደራ ዚቕበል ኣታዊ፡ ተደመሮ መኜሰብ ካብቲ ኣብ እዋን ምሕደራ ንብሚት ዝተሾጠሉ ገምጋም ዋጋ ኚምኡ'ውን ዝጎደሎ ናይቲ ኣብ እዋን ምሕደራ ንብሚት ዚተሾጠሉ ገምጋም ዋጋ ክሳራ ኾጠቓልል እዩ።

ልቃሕ ትሕጃ ወይ ካልእ ናይ ዕዳ ግዎታታት ነቲ መሰሚታዊ ኜፍሊት ንምጜብጜብ ኣብ ግምት ኣይኣቱን እዩ።

ንዕዳ ወይ ንወጻኢታት ዚወሃብ ገንዘብ እንተላይ ዘይክውንነታዊ ሚብሓታት ወይ ጕድኣት ኣብቲ ቐመር ኣይጜብጞብን እዩ (ኹም እኒ ኻብ ዕለት ሞት ኣትሒዙ ዝወሰኾ ወይ ዋጋኡ ዝነኹዹ ሰነዳት) እዚ ግን እቲ ንብሚት ብሓቂ እንተ ተሞይጡ ጥራይ እዩ።

ሕጋዊ ኜፍሊት ብሕጊ (ስርዓት) እዩ ዚቐውም እንተ ተሓቲቱ ኚኣ እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ንብሚት ንምዕጻው ብዘይ ምኜንያት እንተ ተደናጒዩ ወይ ብኻልእ ግጉይ ኣተሓሕዛ ንብሚት ተወሳኺ ኜፍሊት ክኾፍል እንተ ዘይኮይኑ እቲ ቀት ፍርዲ ነቲ ኜፍሊት ናይ ምንካይ ውሳኔ ቀጻልነት ዚብሉን። ይኹን እምበር ንሓደ/ሓንቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ/ት ዚኜፈል ዝዀነ ይኹን ክፍሊት ኣብ ግላዊ ጞብጻብ ናይ ተመላሲ ግብሪ ኹም ተራ ኣታዊ ኪወሃብ ኣለዎ ስለዚ እቲ/እታ ናይ ብሕቲ ተወካሊ/ት ኻብቲ ንብሚት ኹም ርስቲ (ነቲ ተጠቃሚ ኾም ኣታዊ ዘይቝጾር) ንብሚት ዚቕበል እንተ ዀይኑ ኜፍሊት ኪወስድ ኣይመርጜን ይኞውን።

ብተወሳኺ'ውን እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ዀነ እቲ ጠበቓ ናይቲ ንብሚት ኹም ክፍሊት መጠን ሕጋዊ ሚእታዊት ናይ ምርካብ መሰል እኳ እንተለዎ፡ እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ካብቲ ሕጋዊ ሚእታዊት ዝተሓተ መጠን ክወሃቩ ክሓትት ይኜእል ኢዩ፡ ብፍላይ እቲ ንብሚት እተሓላለኞ እንተድኣ ዘይዀይኑን ሒደት ክቡር ሃብቲ (ኹም ቀት ዝኣመሰለ) ጥራይ እንተድኣ ኣልይዎን ኚኣ ምስቲ ጠበቓ ክላዘብ ይኜእል ኢዩ።

ይኹን እምበር ኣብ መንጎ እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊን እቲ ጠበቓን ዝለዓለ ካሕሳ ንምርካብ እተገብሚ ዝዀነ ይኹን ስምምዕ ኚንቱ ኢዩ። ሓደ ጠበቓ እንተላይ ኾም ናይ ብሕቲ ተወካሊ ዀይኑ ዚዓዪ እንተ ዀይኑ እቲ ቀት ፍርዲ ዕጜፊ ክኜፈል ኣቐዲሙ እንተ ዘይፈቒዱሉ ሓደ ኜፍሊት ጥራይ እዩ ዚቕበል። እዚ ንተሓባበርቲ ወይ ንመሻርክቲ እቲ ጠበቓ እውን ዚምልኚት እዩ። እቶም ናይ ሓባር-ፈጞምቲ ዀይኖም ዚዓዩ ሰባት ነቲ ኜፍሊት ኣብ መንጎኩም ኪማቐልዎ ኣለዎም።

ዝዀነ ይኹን ክፍሊት ንናይ ብሕቲ ተወካሊ ወይ ነቲ ጠበቓ ቕድሚ ምኜፋሉ ናይ ቀት ፍርዲ ትእዛዝ ዚድሊ። ኣቐዲሙ ብናይ ብሕቲ ተወካሊ ወይ ጠበቓ ዝወጜኡ ወጻኢታት ንኹም በዓል መመዝገቢ፡ ዝተመስኚሚሎም ቕዳሓት ወይ ናይ መሕተምን መዘርግሕን፡ ብዘይ ትእዛዝ ቀት ፍርዲ ኺሜፈን ይኜእል እዩ።

ተወሳኺ ኜፍሊት ተባሂሉ ዚፍለጥ ተወሳኺ ካሕሳ ንናይ ብሕቲ ተወካሊ ኚምኡ'ውን/ወይ ጠበቓ ኣብቲ ቀት ፍርዲ ብዝገበሮ ፍሉይ ኣገልግሎት ቀት ፍርዲ ርትዓውን መጠናውን ኢሉ እንተ ወሲኑ ኪኜፈል ይኚኣል እዩ። 

ገለ ኻብቲ ኾም ፍሉይ ጌርካ ዚርአ ፍሉይ ካሕሳ ድማ ዚብዚነሉ ዓይነት ኣገልግሎት እዚ ዚስዕብ እዩ፡
  • ናይ ዘይንቀሳቐስ ንብሚት ምሻጥን ኣንጻር እቲ ንብሚት ዚቐርብ ምጒት፡
  • ንንብሚት ዚምልኚት ምጒት፡ ኣታዊ ምድላው ኚምኡ'ውን/ወይ
  • እቶም ናይ ግብሪ ሰብ መዚ ምስ ተመላሲ ገንዘብ እተተሓሓዘ መርመራ ቕድሚ ምግባሮም ተመላሲ ገንዘብ ግብሪ ናይ ንብሚትን ተወካልነትን ኪወዳደር እዩ። ምስ ሓጋዊ ክፍሊት ክነጻጞር ኹሎ እቲ ተወሳኺ ኜፍሊት ናይ ምኜፋል ውሕስነት ዚብሉን እቲ ቀት ፍርዲ ድማ
  • ናይ ፍሉይ ዓይነት ኣገልግሎት እውን እንተ ዀነ ተወሳኺ ካሕሳ ኺኜፈሎ ወይ ኹይክፈሎ ኺውስን ነጻነት ኣለዎ።

ንኣብነት እቲ ናይ ዘይንቀሳቐስ ንብሚት ምሻጥ ፍልይ ዝበለ ካሕሳ ክወሃቩ ዝኜእል ዓይነት ኣገልግሎት እኳ እንተ ኟነ እቲ ቀት ፍርዲ ግን ነቲ ብ $1 ሚልዮን ዝተሾጠ እንኮ ንብሚት ናይ መዋቲ ብሕቲ መንበሪኡ ርትዓዊ ካሕሳ እዩ እንተ በሎ፡ (ሕጋዊ ኜፍሊት $21,150 ክኾውን ይኜእል) ኣብ ሓደ ንብሚት እተጞብጞበ ሕጋዊ ኜፍሊት ኣብ ግምት ኚእትዎ ይኜእል ኢዩ። 

ኵሎም እቶም ንብሚት ኪዝርግሑ ዚግብኊም ሰባት ብጜሑፍ ዝቐሹበ ናይ ሕሳብ ሕድገት ክታሞም እንተ ኣንቢሮም ወይ ካብቲ ንብሚት ምቕሊቶም ኚምዝሚኞቡ ብጜሑፍ ኣፍልጊ እንተ ዘይሂቩምሉ (ንኣብነት ናይ ኣፈናዊ ዕደላ ቕብሊት )፡ እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ኣብ ምሕደራ ናይ ንብሚት ዝተፈጾመ ገንዘባዊ ዕማም ኣብ ሕሳብ ኹመዝግቩ ኣለዎ።

ኵሎም እቶም ዚዕድሉ ነቲ ሕሳብ እንተ ሓዲጎምዎ፡ እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ነቲ ናቱ/ወይ ናይ ጠበቓ ዚሓትቶ መጠን ካሕሳ ኚምኡ'ውን ነቲ ኜፍሊት ንምጜብጻብ ዝወጾ ወጻኢ ኣብ መዝገብ ኚስፍሮ ኣለዎ።

ኵሉ እቲ ኣብቲ ቀት ፍርዲ ዝቐሹበ ሕሳብ ብመሰሚት እቲ ኣብ ፕሮቀት ኮድ ክፋላት1060-1064  ኚምኡ'ውን 10900 ዚርኚብ ንጹር መምርሒታት ገንዘባዊ ዕማምን ጞብጻብ ምሕደራን ኬጠቓልል ኣለዎ። እቲ ሕሳብ ነቲ እተሞፈነ ግዜን ብዝርዝር መደባት ዝተደገፈ ጜማቝ ሓሳባትን ነዚ ዚስዕብ ኪገልጜ ኣለዎፊ

  • ኣብ መጀመርታ እዋን ሕሳብ ዝነበሹ ንብሚት (ማለት ጞብጻብ ዋጋ ዅሉ ሃብቲ)፡
  • እቲ ኣብ ጞብጻብ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብሚት ገዲፍካ ዋጋ እቲ ኣብ እዋን ሕሳብ ዝተቐበለ ሃብቲ፡
  • ናይ ንግዲ ወይ ዋኒን ቕብሊት ሓዲግካ ናይ ኣታዊ ቕብሊት፡
  • ካብ ንግዲ ወይ ዋኒን ዚርኚብ ጜሩይ መኜሰብ፡
  • ካብ መሞጣ ዚርኚብ ሚብሓ፡
  • ክፍሊት፡ ንንግዲ ወይ ዋኒን ዚኾውንን ንተጠቐምቲ ምዕዳልን ክፍሊት ሓዲግካ፡
  • ካብ መሞጣ ዚርኚብ ክሳራ፡
  • ካብ ንግዲ ወይ ዋኒን ዚርኚብ ጜሩይ ክሳራ፡
  • ንተጠቐምቲ ምዕዳል፣ ኚምኡ'ውን
  • ኣብ መወዳእታ እቲ ናይ ሕሳብ ግዜ ዘሎ ንብሚት ኚምቲ ኣብ መዝገብን ግምገማን ተገሊጹ ዘሎ ንነፍሲ ወኹፍ ሃብቲ ገምጋም ዋጋኡ ዘርዚሩ ኣሎ።

ቅጥዒ ጜማቝ ናይ ሕሳብ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ ተጠቓሊሉ ኣሎ።

እቲ ገንዘባዊ ዕማም ንሓበሬታ ዝዓለመ ተወሳኺ መደባትን ኣብ ትሕቲ ፕሮቀት ኮድ ክፋል 1061 ኚምኡ'ውን 1062ኹጠቓልል ይኜእል, እንተሎ ድማ ኹም በዓል:

  • ገምጋም ዋጋ ዕዳጋ ናይቲ ዘሎ ሃብቲ ኜሳዕ መወዳእታ እቲ እዋን ሕሳብ ዘርኢ መደብ፣
  • ኣብ እዋን ሕሳብ ዝዕደግ ወይ ካልእ ለውጥታት ብንብሚት መልክዕ ኪቕዚር ኹሎ ዘርኢ መደብ (ብዘይካ እቲ ኣብ መንጎ ሕሳብ ገንዘባዊ ትካላት ዝግበር ናይ ገንዘብ ምስግጋር ወይ ኣብ ዕዳጋ ዝርኚብ ሓባራዊ ገንዘብ)፡
  • እቲ ንብሚት ንሓደ ናይ እቶት ተጠቃሚ ኺዕደል እንተ ዀይኑ እቲ ቕብሊትን ክፍሊት ኣብ መንጎ እቲ ቐንዲ ገንዘብን ቐንዲ ኣታዊን ዚመቓቐል መደብ፣
  • ክፍሊትን ካብ ሞቀጥ ዝተሚኜበ ኣታዊን ንናይ ለበዋ ንብሚት ዚገልጜ መደብ፣
  • ኣድላዪ እንተ ዀይኑ ኣብ ትሕቲ ፕሮቀት ኮድ ክፍሊ 12003, 12004, 12005፣ ናይ ወለድ ቕመራ ንተጠቓሚ ብእተወሰነ ናይ ህያብ ገንዘብ(ካብ ቀሚጜ ነጻ ኣታዊ) ኪኜፈል ኹም ዘለዎ ዚሕብር መደብ።
  • ንብሚት ንተጠቀምቲ ኺዕደል ኹም እተሓስበ ዚሕብር መደብ እንተላይ ኣብ መንጎ እቲ ኣብ ትሕቲ እቲ ምዉት ሰብ እተመስሚተ ናይ ሕድሪ ለበዋ ወይ እቲ መዋቲ/ት ብህይወቱ/ታ ኾሎ/ላ በቲ ኣብ ትሕቲ ኺስሚዝ ዚኜእል ሕድሪ እተመስሚተ ንኡስ ሕድሪ፣ ኚምኡ'ውን
  • ዝዀነ ሓላፍነታት ዝዝርዝር መደብ፣ እንኮላይ ብንብሚት ዋኒናት ዉሕስ ዝኮነ ልቓሓት፣ ዝግብኊ ግናኾ ዘይተኾፍለ ግብሪ ግዎታታት፣ ብንብሚት ዚኜፈል መዘኻኞሪታት፣ ንብሚት ተሓታቲ ዝዀነሉ ፍርድታት ወይ ዝዀነ ይኹን ካልእ ነገራዊ ሓላፍነት (ኹም ክራይ ገዛ ወይ ክፍሊት ኣገልግሎታት ማይ መብራህቲ ዝኣመሰለ ተደጋጋሚ ወጻኢታት ዘይኰነ) ኢዩ።

እቲ ምስ ጜማቝ ሕሳብ ጠቢቖም ክቐርቡ ዘለዎም ኜልተ ኣዝዮም ኣገደስቲ መደባት መደብ ቕብሊትን (ኣብ እተወሰነ እዋን ኪቕበል ዘለዎ ኣቕሓ) መደብ ክፍሊትን (ናይ ሜልማት ክፍሊት) እዮም።

ናይ ቕብሊት መደብ ነዚ ዝስዕብ ኚርኢ ኣለዎ፡
  • ዕላማን ባህርን ናይ ነፍስወኚፍ ኣቕሓ፥
  • ምንጪ እቲ ቕብሊት (ብጜሒት ኣክሲዮን ወለድ፣ ወዘተሹፈ) ኚምኡ'ውን
  • ዕለት እቲ ቕብሊት።

እቲ ቕብሊት ብመስርዕ ግዜ ወይ ብዓምዲ ኪምዝገብ ይኚኣል እዩ። ናይቲ ኣታዊ ቕብሊት ጥራይ ክትዝርዝሮ ወይ ነቲ ቐንዲ ናይ ኣታዊ ቕብሊትን ዋና ቕብሊትን (ኣብ ፈለማ ኜትኚፍሎ እተሰማማዕካዮ ገንዘብ) ኣብ እተፈላለዚ ዓምድታት ብጥንቓቀ ክትዝርዝሮ ኣሎካ።

ዋና ቕብሊት ኹም ናይ ተመላሲ ገንዘብ ቞ክ፣ ኣብ ግዜ ሞቱ ዘይተኾፍለ (ገንዘብ ዘይብሉ) ቾክ ኚምኡ'ውን ብሓፈሻኡ ኜሳዕ ዕለተ ሞት እቲ መዋቲ ዝውንኖ ወይ ክቕበሎ ዝግብኊ ንብሚት ዘጠቓልል ክኾውን ኹሎ እቲ ኣታዊ ቕብሊታት ኚኣ ድሕሪ ዕለተ ሞቱ ነቲ ንብሚት እቲ ዝውንን ንብሚት ክርኚብ ኹሎ ዘመልክት ገንዘብ ኢዩ። ዋና ሃብቲ ኣብ ጞብጻብን ገምጋምን ኪምዝገብ ኣለዎ። ድምር ኵሉ እቲ ናይ ኣታዊ ቕብሊት ኣብቲ ናይ ሕሳብ ጜማቝ ክፍሊት ክምዝገብ ኣለዎ።

ኣብ ጞብጻብን ገምጋምን ኚምዘርእዮ፡ መኜሰብ ወይ ክሳራ ኣብ መንጎ እቲ ጠቕላላ ዋጋ መሞጣን ገምጋም ዋጋ እቲ ሃብትን ዘሎ ፍልልይ እዩ። እቲ ሃብቲ ካብቲ እተገምገመሉ ዋጋ ንላዕሊ እንተ ተሞይጡ፡ ናይቲ ሃብቲ መሞጣ ኣብቲ ትሕቲ መኜሰብ ናይ መሞጣ መደብ ክምዝገብ ኣለዎ ወይ ካብቲ እተገምገመሉ ዋጋ ንታሕቲ እንተ ተሞይጡ፡ ናይቲ ሃብቲ መሞጣ ኣብቲ ትሕቲ ክሳራ ናይ መሞጣ መደብ ክምዝገብ ኣለዎ።

እቲ መደብ ነቲ ጠቕላላ ዋጋ መሞጣን ገምጋም ዋጋን ኪዝርዝን ነቲ ጜሩይ መኜሰብ ወይ ክሳራ ንምርካብ ቕመራ ኬርእን ኣለዎ። ብዙሕ ሃብቲ እንተ ተሞይጡ፡ እቲ ጜሩይ ፍልልይ (ካብቲ ሜያጥ ዝተሚኜበ ወይ ዝጠፍአ ገንዘብ) ወይ ጠቕላላ ዅሉ መኜሰብን ክሳራን ኣብ ናይ ሕሳብ ጜማቚ ክጠቓለል ኣለዎ። እቲ ኣብ መደብ መሞጣ ዘሎ ክሳራ ኣብቲ እቲ ተወካሊ ዘይውንኖን ኣብ ካልእ መዝገብ ዘይተመዝገበን ንብሚት እውን ዘርዚሩ ኣሎ። ንኹም ብሓዊ ወይ ብካልእ ክስተት ዝዓነወ ወይ ብምጒት ዝጠፈ ንብሚት ብድሕነት ብምላእ ዘይሜፈን ዝኣመሰለ ንብሚት ኾጠቓልል ይኜእል።

ጠቅላላ ድምር መኜሰብ ናይ ሜያጥ ኣብቲ ናይ ሕሳብ ጜማቝ ምስ ዝኜፈል ክምዝገብ ኣለዎ። ጠቅላላ ድምር ክሳራ ናይ ሜያጥ ኣብቲ ናይ ሕሳብ ጜማቝ ምስ ልቓሕ ክምዝገብ ኣለዎ።

እቲ ተወካሊ ብተደጋጋሚ ኻብቲ እተሞጠሉ መጠን ቾክ ስለ ዚቕበል መሞጣ ናይ ዘይቀሳቕውስ ንብሚት ዜደናግር እኳ እንተ ዀነ፡ እቲ እተቐበሎ ገንዘብ ግና ኹም ኣታዊ ዘይኰነስ ኹም ሜያጥ ዋና ንብሚት እዩ ዝቑጞር። ኣብ መንጎ ገምጋም ዋጋ ናይ ዘይንቐሳቀስ ንብሚትን ሓፈሻዊ ናይ መሞጣ ዋጋ ንዘሎ ፍፍልልይ ኣብቲ ኣብ መኜሰብ ናይ ሜያጥ መደብ ዚርኚብ ኣታዊ ክርአ ኣለዎ።

ዝዀነ ይኹን ናይ መሞጣ ወጻኢ ኻብቲ ናይ ንብሚት ዝተፈጾመሉ ዕማም ዋጋ መሞጣ (ኹም ክፍሊት ግብሪ ናይ ንብሚት፡ ናይ ደላላ ኮሚሜን፡ ክፍሊት ምቕዳሕ፡ ናይ ሰነድ ምድላው ክፍሊት ወዘተ) እንተ ተቘሪጹ እዚ ነገራት እዚ ኣብ መደብ ክፍሊት ኺምዝገብ ኣለዎ።

ልክዕ ኚምቲ ቕብሊት ዚግበሹሉ መደብ ክፍሊት እውን ብመስርዕ ግዜ ኺምዝገብ ወይ ኚኣ ብእተፈላለዚ ዓይነት ክፍሊት ኪምደብ ይኜእል እዩ። ኵነታት እቲ ንብሚትን እቲ ተወካሊ ኣብ ዝዀነ ይኹን መዓልቲ ዚኾፍሎ ክፍሊትን ብቐሊሉ ስለ ዚሕብር ናይ መስርዕ መደብ እዩ ዚመርጜ።

 

ናይ ክፍሊት መደብ ነዚ ዚስዕብ ኬርኢ ኣለዎ፡
  • ዕለት እቲ ክፍሊት
  • እቲ ዚኜፈል (እቲ ኜፍሊት ዝተወሃበ/ዝተኾፍለ)
  • ዕላማ እቲ ገንዘብ (መድሕን፣ ናይ ዘይንቐሳቀስ ንብሚት ዚኜፈል ግብሪ፡ ናይ መዝገብ ክፍሊት፣ ወዘተ) ኚምኡ'ውን
  • መጠን እቲ ገንዘብ።

ጠቅላላ ድምር ናይ ኩሉ ክፍሊት ኣብቲ ናይ ሕሳብ ጜማቝ ምስ ልቓሕ ክምዝገብ ኣለዎ።

መደብ ምዕዳል ብኣፈናዊ ምዕዳል ንዅሉ እቲ ንሓደ ወራሲ ወይ ንብሚት ተቐባሊ እተዓደለ ጥሚ ገንዘብ ወይ ንብሚት ዜጠቓልል ኪኞውን ኣለዎ። እቲ መደብ ዕለትን ገምጋም ዋጋን እቲ እተዓደለ ንብሚት ዜጠቓልል ኪኞውን ኣለዎ።

እቲ ንብሚት ዚቕበል ሰብ ነቲ ናይ ምዕዳል ንብሚት ቕብሊት ኪፍርመሉ ኣለዎ፣ እቲ ንብሚት ኹም እተዕዳለን እቲ ዚግብኊ ሰብ ውን ኾም እተቐበሎን መርትዖ ንምቕራብ ድማ ኣብ ቀት ፍርዲ ኪምዝገብ ኣለዎ።

ጠቅላላ ድምር ናይ ኩሉ እተዓደለ ንብሚት ኣብቲ ናይ ሕሳብ ጜማቝ ምስ ልቓሕ ክምዝገብ ኣለዎ።

መደብ ንኣብ ኢድ ዘሎ ንብሚት ኣገዳሲ እዩ፣ ኚመይሲ ንዅሉ እቲ ኣብቲ ተወካሊ ኺዝርጋሕ ዘለዎ ንብሚት እዩ ዜመልክት ። እቲ ተወካሊ እቲ ኣብቲ መደብ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብሚት ኹም ዘሎ ኌሚጋግጜ ኣለዎ።

እቲ ኣብ ኢድካ ዘሎ ገንዘብ በቲ ኣብ መወዳእታ እቲ እዋን ሕሳብ ዝወጾ ናይ ባንክ ሕሳብ ክሚጋገጜ ኣለዎ። መግለጺ ኻልእ ንብሚት (ገንዘብ ዘይኰነ) በቲ ኣብ መዝገብን ገምጋምን ዚርኚብ ተመሳሳሊ መግለጺ ጌርካ ኺግለጜ ኣለዎ (ናይ ሓቂ ንብሚት በቲ ኣብ መደብ ንብሚት ዚርኚብ ኣድራሻ ጐደና ኺልለ እንተ ዘይኰይኑ እቲ ምሉእ ሕጋዊ መግለጺ ግን ኣብ ቲኊክራሲያዊ ዝርጋሐ ኺጠቓለል ኣለዎ)

እቲ ንብሚት በቲ ቝጜሪ ኣቕሓ ኺልለ ኣለዎ (ኚምኡ'ውን ብቐሊሉ ንምርግጋጜ ምስቲ ጞብጻብን ገምጋምን ኣብ ሓደ መስርዕ ተዘርዚሩ ኪኞውን ኣለዎ) ኣብቲ ጞብጻን ገምጋምን ተዘርዚሩ ዘሎ ዋጋ ድማ ኪምዝገብ ኣለዎ።

እቲ ተወካሊ ነቲ ዝርዝራዊ ፍቕዲን ግምገማን ኣንጻር መደባት ሕሳብ፣ ኵሉ እቲ ኣብቲ ዝርዝራዊ ፍቕዲን ግምገማን ተዘርዚሩ ዘሎ ንብሚት ብሞጣ ኾም እተመዝገበ፣ ሓዲኡ ብመሞጣ፣ ብምዝርጋሕ ወይ ኚኣ እቲ ንብሚት ኣብቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ መደብ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብሚት ንምርግጋጜ ኪምርምሮ ኣለዎ።

ጠቅላላ ድምር ናይ ኩሉ ኣብ ኢድ ዘሎ ንብሚት ኣብቲ ናይ ሕሳብ ጜማቝ ምስ ልቓሕ ክምዝገብ ኣለዎ።

ኚምቲ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ብመሰሚት ፕሮቀት ኮድ ክፋል 1061 ኚምኡ'ውን 1062ሓበሬታ ንምርካብ ተወሳኺ መደባት ዚድሊ ይኞውን። ዋላ'ኳ እቲ መደባት ክዝርዘር እንት ኣለዎ፣ ዝግባእ እንተ ኟይኑ፡ ዋጋታት ዶላር ናይዞም መደባት ኣብ ጜማቝ ቀመራት ሕሳብ ኣይኣቱን እዩ።

ኣብ ኵሉ መዳያት፡ ገምጋም ዋጋ ዕዳጋ እቲ ኣብ ኢድ ዘሎ ንብሚት ኣብ መወዳእታ ናይ ሕሳብ ግዜ ዜርኢ ተወሳኺ መደብ ዚድሊ። ናይ ሃብቲ ዋጋ ዕዳጋ ኣብ እተፈልዚ መደብ ኪጠቓለል ይኜእል እዩ ወይ እቲ ሓበሬታ ኣብ ካልእ ዓምዲ ኣብ ናይ ንብሚት መደብ ኺምዝገብ ይኚኣል እዩ።

እቲ ንብሚት ቕድሚ ምዕጻዉ፣ እቲ ተወካሊ ንናይ መወዳእታ ምዝርጋሕ ጥርዓን ኚቅርብ ኣለዎ። እዚ ብሓፈሻ ንሰለስተ ክፋል ዚጠቓልል፡

  • ሕሳብ (ንምዕዳል ስልጣን ዘለዎም ሰባት መሰልሰሊ ሰነድ ምስ ዝፍርሙ፡
  • እቲ ተወካሊ ነቲ ንብሚት ንምምሕዳር ዝወሰዶ ስጕምትታት ጜማቝ ሓሳባት ዝሓዘ ናይ ምምሕዳር ጞብጻብ፣ ብጜሑፍ መልክዕ ክቕርብን፣ ኚምኡ'ውን
  • እቲ ቀት ፍርዲ ነቲ ሕሳብ ኪፈቕደሉ ዚሓትት ጥርዓን (እንተ ተመዝጊቡ) ንምዕዳል ናይ ንብሚት ሃብት ኚምኡ'ውን ፍቓድ ቀት ፍርዲ ዜድልዮ ተወሳኺ ጕዳያት (ንኣብነት ንተወካሊ ወይ ንጠበቓ ኜፍሊት ምሃብ) ይፈቅድ።

እቲ ጥርዓን ንትሕዝቶ እቲ ሰነድ ዚገልጜ ኣርእስቲ ዘለዎ ሕጋዊ ናይ ምጒት ቅጥዒ ዝሓዘ እዩ፡ ኹም ኣብነት ቀዳማይን ናይ መወዳእታን ሕሳብ ኚምኡ'ውን ጞብጻብ ናይ ኣተግባሪ፡ ንሕጋዊ ኜፍሊትን ናይ መወዳእታ ምዕዳልን ንምርካብ ዝቐርብ ጥርዓን።

ንኣብነት እቲ ናይ ሕሳብ መሰልሰሊ ሰነድ እንተ ተመዝጊቡ እሞ ካሕሳ ንምርካብ ሕቶ እንተ ዘይቀሪቡ እቲ ሰነድ ናይ ሕሳብ መሰልሰሊን ጞብጻብ ናይ ብሕቲ ተወካሊን ኚምኡ'ውን ናይ መወዳእታ ምዕዳል ንምርካብ ዝቐርብ ጥርዓን ዝብል ኣርእስቲ ክህልዎ ይኜእል ኢዩ።

እቲ ጥርዓን ኣዝዩ ሰፊሕ ኢዩ እቲ ተወካሊ ድማ ንዅሉ እቲ ምስኡ ዝተሓሓዝ ሓበሬታ ብዛዕባ ምሕደራ ንብሚት፡ ኣብ እዋን ምሕደራ ዝተወስደ ስጕምትታት፡ ብዛዕባ እቲ ገና ኣብ ኢድ ዘሎ ግን ኜዝርጋሕ ዘለዎ ንብሚት ኚምኡ'ውን ኣስማትን፡ ኣድራሻን፡ ዝምድናን እቶም ንብሚት ዝቕበሉ ተጠቐምትን ኹጠቓልል ኣለዎ። ኣብ ኵሉ መዳያት፡ ንኣሜቱ ትሕቲ ዕድመ ንብሚት ኣብ ዚዕደለሉ እዋን ዕለተ ልደቶም ኺጥቀስ ኣለዎ።

ንዅሉ ቕብሊትን ክፍሊትን ምሉእ ሕሳብ እኳ እንተ ተገብሚሉ እቲ ጥርዓን ዝርዝር እቲ ንምዕዳል ተባሂሉ ዝተሹፈ ኣብ ኢድ ዘሎ ንብሚት (እንተላይ ሕጋዊ መግለጺታት ናይ ዘይንቐሳቀስ ንብሚት ብዝርዝር ኪግለጜ ኣለዎ) ኾጠቓለል ኣለዎ። እቲ ጥርዓን መሚጋገጺ ዘጠቓለለ ክኾውን ኣለዎ። 

እዚ ዝስዕብ ናይቲ ናይ መወዳእታ ሕሳብ ምድላውን ኚምኡ'ውን ናይ መወዳእታ ምዕዳል ንምርካብ ዝቐርብ ጥርዓን ዝኣመሰሉ ዝርዝር ልሙድ ጌጋታት ኢዩ፣

  • ኚምቲ ሕጊ ዚእዝዞ መጠንቀቕታ ዘይምሃብ።
  • ግቡእ ብዝዀነ መገዲ ናይ ሕሳብ ጞብጻብ ዘይምሃብ።
    • ጜማቝ ሕሳብ ኣብ ናይ ኞባቢ ዘሎ ሕግታት ቕጥዒ ዘዹጠቓለለ እዩ።
    • ዘይእሩም ኣጠቓቅማ መበገሲ ኣሃዝ።
    • እቲ ዚተሚቕኜበ ኣታዊ ኣይተሚቚሐን ምንጪ እቲ ኣታዊ ድማ ኣይርአን።
    • ክፍሊት ኣይተሚቚሐን፣ ዕለት ክፍሊት፡ ንመን ኹም እተኞፍለ፡ ምኜፋሉን ኚምኡ'ውን ንምንታይ ዕላማ ምዃኑ ኣይተገልጞን።
    • ዘይግቡእ ልቓሕ ተሓተተ።
  • ንባህርያት ናይቲ ኣብ ኢድ ዘሎ ዝዕደል ሃብቲ እዚ ማለት ዝተፈልዚ፣ ኮማዊ ወይ ሓውሲ-ኮማዊ ንብሚት ዘይምግላጜ።
  • ናይቲ ኣብ ኢድ ዘሎ ዝዕደል ሃብቲ፡ ኣብ ማእኚል እቲ ጥርዓን ወይ ኣብ እተወሃሃደ መደብ ወይ'ውን ጥብቖ፡ እቲ ሕሳብ ምኜፋል ሕድገት ይገበር ኣይገበር ዘይምዝርዛርን ዘይምግላጜን።
    • ንዅሉ ናይ ዘይንቐሳቀስ ንብሚት ሕጋዊ መግለጺታትን ቍጜርታት መመለዪ እቲ መርማሪ ኣቕርብ።
    • መወኚሲ እቲ ኣብ ለበዋ እተገልጞ ንብሚት ወይ እቲ ጞብጻብን ገምጋምን ምጥቃስ እኹል ኣይኰነን።
  • እቲ ንብሚት ዝዕደለሉ መገዲ ብንጹር ዘይምግላጜ።
    • ለበዋ ዘይተገድፈሎም ወሚስቲ ሜዚም ዝምድንኊም ወይ ርክቩም ድማ ኣርኢ።
    • ብዛዕባ ምሕሳምን ሳዕቀናቱን ዚገልጜ ሓቅታት ጥቀስ።
    • ነቲ እተዋህበካ ዕማም እንደገና ምእንቲ ኜምርመር ናብ ቀት ፍርዲ ኣቕርቊ።
    • ኣፈናዊ ምዕዳልን ዕለትን ናይ ትእዛዝ ምዝገባን ግለጜ።
    • እቲ ለበዋ ብጒዛዊ ወይ ብሚእታዊት ንኜልተ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ተጠቀምቲ ብጜሒት ዝህብ እንተ ዀይኑ ነቲ ቐመርን ንነፍሲ ወኹፍ ተጠቃሚ ዚዕደል መጠን ኣርኢ።
    • ንምዘዛ ንብሚት፣ ብዛዕባ ምግላጜ ምቁራጜ፣ ዉርሻ ለበዋ ዘይምሕላፍ፣ ወይ ካልእ ፍልይ ዝበለ ዅነታት ብዝምልኚት ነቲ ውዕል ለበዋ ስዓብ።
  • ንንጥፈታት ኣለቃሕቲ ዘይምግላጜን ብዛዕባ ዅሉ ጠለብ ዚገልጜ ዝርዝር ዘይምዝርጋሕን።
  • ንብሚታት ዕድ ክትኚፍል ዘይምኜኣል ንዅሉ እቲ ዋኒነት ኣለቃሕቲ ንምዝርዛር፣ ነፍሲ ወኹፎም ናበዹናይ ኹም ዝምደቡ ክፍሊ ምርኣይ፣ ኚምኡ'ውን ነቲ ዝተሹፈ ንብሚት ኣብቶም ኣለቃሕቲ ግቡእ ምዝርጋሕ፣ ወይ ምኜፋል ዕዳ ነቲ ዋላ ሓንቲ ጠለብ ዘይተዋህበሉ።
  • ቐመር ካሕሳ ሓወልቲታት ናይቲ ተወካሊን ጠበቓን፣ ሕድገት ተጌርንሉን ኣይተገብርሉን ዘይምጥቅላል።
    • መንግስቲ ዚኾፍሎ ኜፍሊት ብምኜንያት ካሕሳ እዩ ዚፍቀድ።
    • እቲ ሕሳብ እንተ ተሓዲጉ ነቲ ናይ ንብሚት ኜፍሊት ንምውሳን ዚገልጜ California Rule of Court 7.550 ተዓዘብ።
    • ብዙሓት ተወኚልቲ ወይ ጠበቓታት ኣብ ምምሕዳር ንብሚት ተጞሚዶም እንተ ኔሮም ነቲ ናይ መወዳእታ ምዕዳል ንዚምልኚት ናይ ቅድም ተወካሊ ወይ ጠበቓ እቲ ቀት ፍርዲ ምልክታ ኺወሃቊ ኞድሊ እዩ ወይ ድማ ብዛዕባ ኜፍሊት ዚገልጜ ስምምዕ ኪቐርብ ኣለዎ።
  • ፍሉይ ክፍሊት ኪሕተት ኹሎ ኣብቲ ጥርዓን ዚገልጜ መግለጺታትን ሕቶታትን ኰነ ናይ ፍርዲ መወኚሲ ምልክታ ዘይምእታው።
  • ነቲ ናይ ምስክር ሕድሪ ኜትዕድሎ ኚለኻ ነቲ ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበሹ ውዕል ኣብ ግምት ብምእታው ነቲ ሕድሪ ኣብ መስርዕ ምዕዳል ዘይምውህሃድ። ኣብ ክንዲ ቃል ንቓል ለበዋ ምሃብ ንህሉው ግዜን ብናይ ሳልሳይ ኣካል መጾውዒን ነቲ ጒዳይ ዝምልኚት ብቓላት ዘይምጥቓስ። ናይቲ በዓል ሕድሪ ቅድሚ ፍርዲ ፍቓዱ ብጜሑፍ ኪምዝገብ ኣለዎ።
  • ዋጋ እቲ ንብሚት ልዕሊ $1,000,000 እንተ ዀይኑን እንተ ወሓደ $250,000 ኣመሪካ ዘለዎ ሃብቲ ንዘይተቐማጩ ሰባት ይዕደል እንተ ድኣ ሃልዩን ምስክር ወሚቐት ናይ ፍሉይ ፍቓድ ቊርድ ግብሪ (Certificate of Franchise Tax Board Clearance, FTB Clearance) ዘይምርካብ/ዘይምሃብ።
  • እቲ ተወካሊ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ዉልቃዊ ምሕደራ ንብሚታት ዚዓዪ እንተ ዀይኑ ወይ እንተ ዘይኰይኑ ዘይምንጋር፣ ኚምኡ'ዉን ነቲ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ዝተሓሓዝ ልውውጥታት ፈልዩ ክገልጜ ዘይምኜኣል።
  • ሓደ ወራሲ እቲ ንብሚት ቅድሚ ምዝርጋሑ እንተ ሞይቱ እሞ ንብሚት ንክመሓደር እንተ ዘይኣዊጁ።
  • ምስ እቲ ቀሚባት መሚጋግጺ ኮድ ክፍሊታት 11900-11904 ዘይምእዛዝ ኣብ ዘተጠልበ ንብሚታት መሰል ዋኒነት ምዉሳድ ወይ ምዕዳል ንዝጠፍአ ወራሲ፣ ብለበዋ ዝተገድፈሉ፣ ወይ ብሕጋዊ ዝኟነ።
  • ብመሰሚት እዚ ኮድ ክፍሊታት ምዕዳል ዝካዚድ እንተ ኟይኑ ኣብ ትሕቲ መሚጋግጺ ኮድ ክፍልታት 13100-13115 ቕድሚ ምስማዕ ጉዳያት ጥርዓናት ንምምዝጋብ ኣዋጅ ዘይምቕራብ።
  • ንትሕቲ ዕድመ ምዕዳል ዚገልጜ ኣብቲ ኞባቢ ዚርኚብ ሕግታት ዘይምዕዛብ።
    • ፕሮቀት ኮድ ክፋል 3401 ወይ 3413 ቅድሚ ፍርዲ ኣዋጃት ምምዝጋብ።
    • መጒዚትነት (ናይ ስንኩል ወይ ኣእምሮኣዊ ብቕዓት ዘይብሉ ሰብ ንብሚት ኚማሓድር ብቀት ፍርዲ እተመርጞ) ኣድላዪ እንተ ዀይኑ ስም እቲ መጕዚን ቍጜሪ ኣዋጅ ጉዳይ መጒዚትነት ጥቀስ። ቅዳሕ ደብዳበታት መጒዚትነት እውን ዚድሊ ይኞውን።
    • እቲ ገንዘብ ብሓደ ኣላዪ ኣብ እተዓጜወ ሕሳብ እንተ ተነቢሩ፣ ስምን ዝምድናን እቲ ኣላዪ ቀት ኚምኡ'ውን ስምን ቊታን እቲ መኜዘን ኪጥቐስ ኣለዎ።
  • ዘይተኾፍለ ወይ ሃንደበታዊ ናይ ቀሚጜ ሓላፍነት ናይ ኣለቃሕቲ ጠለብ ወይ ናይ ምዕጻው ወጻኢታት (ንኣብነት ናይ መወዳእታ ፍርዲ ምስክር ወሚቐትን ምምዝጋብን) ግቡእ ናይ መዕጾዊ መዝገብ ክግበሹሉ ዘይምሕታት።
  • ነቲ ድሕሩ-እተሚኜበ ንብሚት ዚኾውን ኊምኒቡስ ዘይምእታው።
  • ነቲ ናይ መወዳእታ ዕደላ ዝቀሚብ ብይን ናብ ቀት ፍርዲ ዘይምቕራብ።

ምስ ተወድአን ምስ ተፈሚመን፣ ካብ ጾሓፊ መሚጋግጺ ካላንደር ናይ ምስማዕ ጉዳያት ዕለት ክትሚክብ ኚድልዚካ ኢዩ ኚምኡ'ውን ነቲ ጥርዓንካ ናብ ቀት ፍርዲ ኚተመዝግብ ኣሎካ። 

ስጉምቲ 1

ናይዚ ዝስዕብ ቅጥዒ ብቕድሚትን ብሞነኜ ድሕሪት ድማ ነቲ ላዕለዋይ ፍርቂ ምልኣዮ፡

  • ናይ ፍርዲ ምልክታ (ፕሮቀት) (Form DE-120, ፍርዳዊ ቀት ምኜሪ)
ስጉምቲ 2

እንተ ወሓደ 15 መዓልቲ ኣቐዲሙ ምልክታ ኺወሃቊ ንዚግብኊ ነፍሲ ወኹፍ ሰብ ደብዳበ ብምልኣኜ ወይ ብኣካል ነቲ ናይ ፍርዲ ቅጥዒ ኣብጞሓሉ። እቲ ናይ ፍርዲ ምልክታ ጥራይ ኢዩ ክለኣኜ ዘለዎ (ብጀካ እቶም ንፍሉይ ምልክታ ክወሃቩም ዝሓተቱ ሰባት- ቕዳሕ ናይቲ ጥርዓን ግድን ክወሃቩም ኣለዎ) እንተዀነ ግን ቅዳሕ ናይቲ ጥርዓን ናብ ዝዀነ ይኹን ናይ ፍርዲ ምልክታ እተቐበለ ሰብ ክለኣኜ ኣለዎ። መዘኻኞሪፊ ነቲ ወሚቓቕቲ ባዕልኻ ኜትልእኮ ወይ ኚተብጜሖ ኣይትኜእልን ኢኻ፣ ንኻልእ ሰብ ደብዳበ ኺልእኚልካ ወይ ኬብጜሓልካ ሕተቶ። ምልክታ ክወሃብ ዝግብኊ፣

  • ዝዀነ ጥርዓን ዘዹቕሹበ ናይ ብሕቲ ተወካሊ፥
  • ኵሎም እቶም ፍሉይ ምልክታ ዝሓተቱ ሰባት፥
  • ነፍሲ ወኹፍ በቲ ጥርዓኑ እተተንኚፈ ፍሉጥ ወራሲ ወይ ውዲት፣
  • እቲ ዋና ሕጋዊ ናይ መንግስቲ ኣማኻሪ፡ ዝዀነ ይኹን ክፋል እቲ ንብሚት ናብ ግዝኣት ካሊፎርንያ እንተ ኞይዱ ወለዱ ድማ በቲ ጥርዓን እንተ ተጞልዩ ኚምኡ'ውን
  • እቲ ንብሚት እንተ ጠፍሹ፡ እቲ ጠለብ እተፈቕደሉ ግናኾ ዘይተኾፍለ ኣለቃሒ።
ስጉምቲ 3

እቲ ነታ ናይ ፍርዲ ምልክታ ዝለኣኞ ሰብ ነቲ መርትዖ ኣገልግሎት ብጶስጣ ዝብል ቅጥዒ ብግምጣሉ ኹም ዚፍርሞ ግበሩ። ነቲ ናይ መጀመርታ ናይ ፍርዲ ምልክታ ምስቲ እተዛዘመ መርትዖ ኣገልግሎት ብጶስጣ ምስቲ ጾሓፊ መርመራ ኣመዝግብ።

እቲ ዝቐሹበ ናይ መወዳእታ ዕደላ ብይን እንተ ወሓደ 10 መዓልቲ ኣቐዲሙ ናብቲ ቀት ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ (ግን እቲ ናይ መወዳእታ ምዕዳል ንምርካብ ዝቐሹበ ጥርዓን ኣብ ዝቐሹበሉ እዋን እንተ ዀነ ይሓይሜ) ። እቲ ፍርዲ ንትሕዝቶ እቲ ናይ መወዳእታ ምዕዳል ንምርካብ ዝቐሹበ ጥርዓንን ክስዕብ ኣለዎ ኚምኡ'ውን ነቶም ንብሚት ዝቕበሉ ወሚስትን ተጠቀምትን ብሚእታዊት ወይ ነፍሲ ወኹፍ ኣቕሓ ዘሎ ወለድ ኣዝዩ ንጹር ክኾውን ኣለዎ። ነፍሲ ወኹፍ ንብሚት ኚምቲ ኣብ መዝገብን ገምጋምን ተገሊጹ ዘሎ ብዝርዝር ኪምዝገብ ኣለዎ። እቲ ፍርዲ በቲ ዳኛ ተቐባልነት ምስ ሹኾበን ምስ ተፈሹመን እቲ ንብሚት ንዘይንቀሳቐስ ንብሚት ዘጠቓለለ እንተድኣ ኟይኑ እንተ ወሓደ ነቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ንመዝገብ ዝኟኖ ሓደ እተሚጋገጞ ቕዳሕ ክርኚብ ኣለዎ።

እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ናይቶም ንብሚት ዝቕበሉ ሰባት ቕብሊት ኜሚክብ ኣለዎ። ዘይንቐሳቀስ ንብሚት እንተ ኣልዩ እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ኣብቲ እቲ ዘይንቐሳቀስ ንብሚት ዚርኹበሉ ካውንቲ እተሚጋገጞ ቕዳሕ እቲ ፍርዲ ንናይ መወዳእታ ዕደላ ኞመዝግብ ኣለዎ። ናይቲ ትእዛዝ መዝገብ ኹም ካብቲ ወሃቢ ንብሚት ዝተሚኜበ ቅብሊት ጌርካ እዩ ዚቁጞር። ኣብ ትሕቲ ናይ መወዳእታ ዕደላ ትእዛዝ፣ ነፍሲ ወኹፍ ተዓዳሊ ንብሚት ኣብ ዝተቐበልሉ ሰዓት ቕብሊት ናይ ዓዳሊ ኚቕርቡ ክሕተቱ እዮም። ነፍሲ ወኹፍ ቕብሊት ድማ ናይ መወዳእታ መልቐቒ ጥርዓን ቕድሚ ምቕራቡ ናብ ቀት ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ።

እቲ ንብሚት ምስቲ ቀት ፍርዲ ዝሃቩ ትእዛዝ ብምስምማዕ ምዝርጋሕ እቲ ብሕታዊ ተወካሊ ነቲ ኣብቲ ትእዛዝ እተጠቓለለ ንብሚት ብዚምልኚት ምሉእ ብምሉእ ኪፍታሕ መሰል ኣለዎ። እቲ ናይ መልቐቒ ኣዋጅ ነቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ኣብ እዋን ምምሕዳር ብዝፈጞሞ ጌጋ ኻብ ዚቐርብ ክሲ ዚዕቍቊ።

እቲ ንናይ ብሕቲ ተወካሊ ኻብ ቀት ፍርዲ ዜልቕቕ ትእዛዝ ክሳዕ ዚወሃብ፡ ምሕደራ እቲ ንብሚት ኣይዛዘምንን እቲ ቀት ፍርዲ ድማ እቲ ትእዛዝ ብዜገድድ መገዲ ንኺፍጜም ኣብ ልዕሊ እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ስልጣን ይህልዎ።

እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ ነቲ ናይ መወዳእታ ዕደላ ብይን ምስ ዝእዘዞን ግቡእ ቕብሊት ምስ ዝምዝግብን፡ እቲ ናይ ብሕቲ ተወካሊ፣ ብሓደ ጎድናዊ ጥርዓን፣ ናይ መወዳእታ መልቐቒ መሚጋገጺ ኚመዝግብ ኣለዎ። ድሕሪ ምልቓቕ፣ እቲ/ታ ናይ ብሕቲ ተወካሊ/ት እሙን/ቲ ተሓዚ/ት ንብሚት ኮይኑ ኾም ዘይዓዪ ንኣገልግሎት ውሜጣዊ ኣታዊ ኚምኡ'ውን FTB ኺሕብሮ ኣለዎ።

Was this helpful?

This question is for testing whether or not you are a human visitor and to prevent automated spam submissions.